Month: February 2017

ምዕራፍ

ምዕራፍ

By Ermias Zere ካብቲ ዝነወሐ መስገደል ናይ ሂወት ንኸምልጥ ምስ ሕልኑኡ ዝተማጎተ መንእሰይ ኤርትራ ናብቲ ሓባራዊ ዓወት ዝግስግሰሉ መንገዲ ንኸይስጉም ዓንቀጽቲ ጎደናታት ኣብ ሓሳባቱ ብምዝራእ ብዘይ ገዝሚ እንክውሸምዎ ንቡር ተርእዮ እናኾነ ኣብ ዝመጸሉ ግዜ፣ እንታይ ኮን እዩ መፍትሒ መስረታዊ ጸገማቱ? እቲ እናተበደለ ንኸይብድል ብምምራጽ ዛንታ ታሪኽ ሂወት ሃገሩ ምስሊ እተን ብህልወናአን ዝጸነታ ኣህጉራት የዕራብ ንኽይልውጥ … Continue reading ምዕራፍ

Advertisements