Month: November 2016

UN extends arms embargo on Eritrea: “nothing has changed”

UN extends arms embargo on Eritrea: “nothing has changed”

By Martin Pault The decision to extend the arms embargo is important, particularly given Eritrea’s role in the war in Yemen and the Djibouti POWs it holds. The Eritrean regime has worked hard to get them lifted, but to no avail. As the British ambassador to the UN, Michael Rycroft put it: “We don’t welcome … Continue reading UN extends arms embargo on Eritrea: “nothing has changed”

ካህናት ተዛሪቦም፤ ምቕልቃል ሓርነታዊ ቲዮሎጂ ኣብ ኤርትራ ዶኾን ይኸውን?

  Written by Professor Girmay Negash መእተዊ እዚ ሓተታ’ዚ እቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2014 ብካቶሊካውያን ኣቡናት ኤርትራ ዝቐረበ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ጽሑፍ ዘንቀሎ ኢዩ። እዚ ብኣርባዕተ ዓበይቲ ካህናት እታ ቤተ-ክርስትያን ዝተዳላወ ኣገዳሲ ጽሑፍ’ዚ ብመገዲ ኢንተርነትን ካልኦት መራኸቢታትን ኣብ ኤርትራን ምሉእ ዓለምን ተዘርጊሑ፡ ኣርእስቲ ክትዕን ዕላልን ኮይኑ ንኣዋርሕ ቀጺሉ። እቲ ጽሑፍ: ናይቲ ብሰንኪ ብህዝቢ ዘይተመርጸ: … Continue reading ካህናት ተዛሪቦም፤ ምቕልቃል ሓርነታዊ ቲዮሎጂ ኣብ ኤርትራ ዶኾን ይኸውን?

እዋናዊ ዛዕባ ሓድሽ “ወሰኽ” ደሞዝን ሰሙናዊ ምዕባለታትን

እዋናዊ ዛዕባ ሓድሽ “ወሰኽ” ደሞዝን ሰሙናዊ ምዕባለታትን

ብ22 ጥቅምቲ 2016 ብዛዕባ “ብወኪል ፕረሲዳንት ጀነራል ፍሊጶስ ናብ ኩለን ኣካላት መንግስትን ሓይልታት ምክልኻልን ዝተዘርገሐ ትሕዝቶ ስርኩላራት ሓድሽ ወሰኽ ደሞዝ” ዝምልከት ሓደ ጽሑፍ ፈንየልኩም ነይረ፡፡ ብውጽኢቱ ከኣ ዳርጋ ካብ መላእ ዓለም ዝተፈላለዩ ርኢቶታት ሰዲድኩምለይ፡፡ ሎሚ ነቲ ንሓይሊ ኣየር ኣመልኪተ ዝጀመርኩዎ ጽሑፍ ኣወንዚፈ፡ ከምቲ ልሙድ፡ ንወሰኽ ሓድሽ ደሞዙን ቀጻሊ ምዕባለታቱን ዝምልከት እዋናዊ ሓበሬታ ይፍንወልኩም፡፡ ከምቲ ዝተዓዘብኩምዎ … Continue reading እዋናዊ ዛዕባ ሓድሽ “ወሰኽ” ደሞዝን ሰሙናዊ ምዕባለታትን

ዓመጻት ህግደፍ አብ ልዕሊ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

ዓመጻት ህግደፍ አብ ልዕሊ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

ዓመጻት ህግደፍ አብ ልዕሊ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብቀሲስ ፕሮፈሰር አትናቴዎስ ገብረአብ (ሃዋሳ፡ ኢትዮጵያ) ስለ ኩሎም ናይ ሕሊና እሱራት ኤርትራ ኩላትና ተንሲእና ናይ ሓንተ ደቂቕ ናይ ሕሊና ጸሎት ነዕርግ። ዝከብርኩምን ዝኸብርክንን ጉባኤኛታት፡ ሎሚ ኣብ ቅድሜኹም ተረኺበ፡ ነቲ ንነዊሕ እዋናት ዝተዛረብኩሉን፡ ዝተቓለስኩሉን ጉዳይ ከም አንደገና ምሳኻትኩም ክዛተየሉ አዝዩ ባህ ይብለኒ። ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ … Continue reading ዓመጻት ህግደፍ አብ ልዕሊ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ